ሕይወት ብመ/ቅ ሰሚናር-፮ይ ትምሕርቲ መንፈስ ቅዱስ ክትቅበሉ ኢካትኩም April 2, 2023
ኤርትራዊ ካቶሊካዊ ውህበታዊ ተሓድሶ ሥርዓት ግእዝ ዋሺንግተን ዲሲ ሜትሮ ኤርያ

ሕይወት ብመ/ቅ ሰሚናር-፮ይ ትምሕርቲ መንፈስ ቅዱስ ክትቅበሉ ኢካትኩም April 2, 2023

2023-04-06
ገላትያ 5 16 ኣነ ግና ብመንፈስ ንበሩ፥ ትምኒት ሥጋ ኸኣ ኣይክትፍጽሙን ኢኹም፥ እብለኩም ኣሎኹ።17 ከመይ ትምኒት ሥጋ ምስ መንፈስ መጻርርቲ እዩ፥ መንፈስ ከኣ ምስ ትምኒት ሥጋ መጻርርቲ እዩ። ስለዚ ነቲ እትደልይዎ ምእንቲ ኸይትገብሩ ኽልቲኦም መጻርርቲ እዮም። 18 ብመንፈስ እንተ ተመራሕኩም ግና ሕጊ ንምፍጻም ግዱዳት ኣይኮንኩምን። 19 ግብሪ ሥጋ ግሁድ እዩ፤ ንሱ ኸኣ ምንዝርና፥ ርኽሰት፥ ዝርጋን፥20 ኣምልኾ ጣዖት፥ ጥንቈላ፥ ጽልኢ፥ ባእሲ፥ ቅንኢ፥ ቁጥዓ፥ ገዛእ ርእስኻ ምፍታው፥ ምፍልላይ፥ መናፍቕነት፥ 21 ቅንኣት፥ ስኽራን፥ ጓይላ፥ ኸምዚ ዘኣመሰለ ኻልእውን እዩ። ከምቲ ኣቐዲመ ዘጠንቀቕኩኹም፥ እቶም ነዚ ኸምዚ ዘኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግሥቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ እብለኩም ኣሎኹ። 22 ፍረ መንፈስ ቅዱስ ግና ፍቕሪ፥ ሓጐስ፥ ሰላም፥ ትዕግሥቲ፥ ልግሲ፥ ሕያውነት፥ እሙን ምዃን...
View more
Comments (3)

More Episodes

All Episodes>>

Get this podcast on your phone, Free

Create Your Podcast In Minutes

  • Full-featured podcast site
  • Unlimited storage and bandwidth
  • Comprehensive podcast stats
  • Distribute to Apple Podcasts, Spotify, and more
  • Make money with your podcast
Get Started
It is Free