ኤርትራዊ ካቶሊካዊ ውህበታዊ ተሓድሶ ሥርዓት ግእዝ ዋሺንግተን ዲሲ ሜትሮ ኤርያ
Religion & Spirituality:Christianity
ወንጌል ማቴዎስ 3
13 ሽዑ ኢየሱስ ብዮሓንስ ኪጥመቕ ካብ ገሊላ ናብ ዮርዳኖስ መጸ። 14 ዮሓንስ ግና “ኣነ ደኣ ብኣኻ ኽጥመቕ የድልየኒ እምበር ንስኻዶ ናባይ ትመጽእ!” ኢሉ ኣበዮ። 15 ኢየሱስ ከኣ “ኵሉ ጽድቂ ኽንፍጽም ይግብኣና እዩ እሞ ሕጅስ ይኹን ደኣ ኅደግ” ኢሉ መለሰሉ። ድኅርዚ ፈቐደሉ። 16 ኢየሱስ ምስ ተጠመቀ ብኡብኡ ካብ ማይ ወፀ። እንሆ ኸኣ ሰማያት ተኸፍተ፥ መንፈስ ኣምላኽ ድማ ከም ርግቢ ወሪዱ፥ ኣብ ርእሱ ኪዓልብ ረኣየ።17 እንሆ ድማ “ብእኡ ዝተሓጐስኩ ፍትዊ ወደይ እዚ ኢዩ” ዚብል ድምጺ ካብ ሰማይ መጸ።
Create your
podcast in
minutes
It is Free